Fana: At a Speed of Life!

ኣባል ኮንግረስ ኬረን ባስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ንኽትፀንሕ ብምሕታት ናብ ዋይት ሃውስ ደብዳበ ኣእቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዑል ተሰማዕነት ዘለወን ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ዝኾና ኬረን ባስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ንኽትፀንሕ ብምሕታት ናብ ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ደብዳበ ኣእቲየን።

ሲቪክ ካውንስል ኢትዮጵያ ኣሜሪካውያን ንዝተፈላለዩ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ተጠቃሚት ዕድል ኣጎዋ ንኽትቅፅል ብምሕታት ደብዳበ ልኢኹ ኢዩ።

ነዚ ስዒቡ ድማ እተን ኣባል ኮንግረስ ኬረን ባስ ደብዳበአን ናብ ዋይት ሃውስ አእቲየን ኣለዋ።

ኣብዚ ሰሙን ምስ መራሕቲ ኮንግረስ፣ ሰብ መዚ ዋይት ሃዉስ ከምኡ እውን ምስ ኣበላትን መራሕቲን ኮንግረስ ፀለምቲ ኣሜሪካውያን ልዝብ ዝገበረ እቲ ካውንስል፥ ኩሎም ኣካላት ኢትዮጵያ ናይ ኣጎዋ ተረባሕነታ ክቕፅል ኣለዎ ኢሎም ከምዝኣምኑ ኣልዒሎም።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.