Fana: At a Speed of Life!

ክልል ኦሮሚያን መምርሒ ቴክኒክን ሞያን ዞባ ጉራጌን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያን መምርሒ ቴክኒክን ሞያን ዞባ ጉራጌን ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 27 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቦም።

ኣካቢ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ እቶት ክልል ኦሮሚያ ብርሃኑ ፈይሳ፥ ክልል ኦሮሚያ ካብ ዞባታት ምብራቕ ሃረርጌ፣ ባሌን ኣርሲን 423 ሰንጋታትን 130 ኣባጊዕን ድጋፍ ገይሮም፡፡

“ኩሉ እዋን ንጀጋኑ ዘይዕፀፍ ናይ ሓገዝ ኢድና ኢትዮጵያ ንኽትስዕር ብሃፍቲን ብጉልበትን ንኽእሎ ኩሉ እናገበርና ፀኒሕና ኢና፤ ኣብ ቀፃሊ እውን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ክንብል ኢና” ኢሎም፡፡

ኣብ ትሕቲ መምርሒ ቴክኒክን ሞያን ዞባ ጉራጌ ዝርከባ 11 መንግስታዊ ኮሌጃት ብምትሕብባር 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም 70 ኩንታል በሶ፣ 10 ኩንታል ቆሎን 450 ኪሎ ግራም ተምሪን ሓገዝ ገይረን፡፡

ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ፋይናንስ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ ንዝተገበረ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪበን፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.