Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ 20 ኣባላት ሸኔን ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታትን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉቶ ጊዳ 20 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔን ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታትን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ጉቶ ጊዳ ዋና ሳጂን ከተማ ኦልጂራ ከምዝገለፁዎ፥ ካብ ሞንጎ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ 20 ኣባላት እቶም 7 መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ብምቕባል ብሰላም ኢዶም ዝሃቡ ኢዮም፡፡

ካብ ኣባላት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብተወሳኺ 16 ክላሽንኮቭ ጠበንጃ፣ 11 ድሑር ጦር መሳርሒም ጠያይቲን ከምዝተትሓዙ ገሊፆም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕሉ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ክዳውንቲን ገንዘብን ከምዝተትሓዙ ካብ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.