Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ንኤርትራውያን ሓዊሱ ንዜጋታት ሽዱሽተ ሃገራት ትህቦ ናይ ስደት ቪዛ ከልኪላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ሃገሮም ንኤርትራውያን ሓዊሱ ንዜጋታት ሽዱሽተ ሃገራት ትህቦ ናይ ስደት ቪዛ ከልኪሎም።

እቲ ኽልከላ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ፣ ናይጀሪያ፣ ታንዛኒያ፣ ሱዳን፣ ኪርጊዝታንን ማይንማርን ኢዩ ተነቢሩ።

እቲ ሓዱሽ መምርሒ፥ ኣሜሪካ ትህቦ ናይ ስደት ቪዛ ዝኽልክል እንትኸውን፥ ንዑደት ዝወሃብ ቪዛ ከምዘየሓውስ ግን ተገሊፁ።

ዜጋታት ታንዛኒያን ሱዳንን ተረባሕቲ ዕፃ ዲቪ ከምዘይኾኑ እውን ተሓቢሩ።

እተን ሃገራት ብርኪ ምትሕግጋዝ ሓበሬታን ፀፅታን ሕጊ ኣሜሪካ ከማልኣ ብዘይምኽኣለን ዝተነበረ ኽልከላ ኢዩ ተባሂሉ።

ፍልፍል፦ ቢቢሲ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.