Fana: At a Speed of Life!

ፈረንሳይ ተወሳኺ 2 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ተወሳኺ 2 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ሓገዝ ምግባራ ኣፍሊጣ።

እቲ ሓገዝ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያን ኣብ ሰለስቲአን ክልላት ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ዝውዕል ኢዩ ምባሉ ካብ ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እቲ ሓገዝ ብፕሮግራም ምግቢ ዓለም ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ኣቢሉ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ከምዝበፅሕ ተገሊፁ፡፡

ፈረንሰሳይ ቅድም ክብል ን60 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ዘርኢ፣ ናውቲ ሕርሻ፣ ንመሰረታዊ ጠለባት ዝኾኑ ናውቲን ንኩነታት ናብራ 130 ሺሕ ተመዛበልቲ ንምምሕያሽ ዘኽእል ከምኡ እውን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል በቲ ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን 500 ዩሮ ሓገዝ ምግባራ ይዝከር፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.