Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ኮሌጃት መሰልጠኒ ሞያ ቴክኒክ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ዓይነት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ስልጠና ቴክኖሎጂን ዝርከባ መሰልጠኒ ኮሌጃት ልዕሊ 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ስንቂን ናውቲን ንሰራዊት ምክልኻል ኣረኪበን።

እቲ ሓገዝ ኣብ ግምባር ደሴ ተረኺቦም ከምዘረከቡዎ ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ትሕቲ እቲ ቢሮ ካብ ዝርከቡ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን፣ ኮሌጃት መሰልጠኒ ሞያን ትካላት ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽን ቴክኖሎጂን ዝተረኸበ ሓገዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.