Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ 147 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 147 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ክእከብ ከምዝኸኣለ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና፣ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታን መሰል ማሕለኻታትን ብምፅር 147 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምእካብ ተኻኢሉ ኢዩ።

እዚ ድማ 92 ነጥቢ 69 ሚኢታዊ ትልሙ ምዕዋት ከምዝኸኣለ ገሊፆም፡፡

እቲ ኣታዊ ምስ ተመሳሳሊ እዋን በጀት ዓመት 2013 እንትነፃፀር 20 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ሓለፋ ከምዘርአየ ተሓቢሩ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.