Fana: At a Speed of Life!

89 ሺሕ ዶላር ዘውፅኡ 17 ቬንትሌተራት ንሚኒስቴር ጥዕና ተበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ሓይሊ ቦስተን ምስ ጋንታ ስፖርት የኢትዮጵያውያን ቦስተን ብምትሕብባር 89 ሺሕ ዶላር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም 17 ቬንትሌተራት ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ጋንታ ንኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዘረከቦም ቬንትሌተራት ናብ ሚኒስቴር ጥዕና ከምዝተልኣኹ ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣፍሊጦም፡፡

ኣምባሳደር ፍፁም፥ እቲ ጋንታ፣ ነቶም ማሽናት ብምምርማርን ናይ መኻዚን ተተሓሓዝቲ ወፃታት ብምሽፋን ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ ውልቀሰባትን ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ብምምስጋን፤ ካልኦት ተመሳሰልቲ ሓገዛት ንኽገብሩ ሓቲቶም፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.