Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዶክተር ወርቅነህ ገበየው ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ክልል ሶማሌ ቅድሚ ሕዚ ዘይምርግጋእ ዝረአየሉ ክልል ከምዝነበረ ዶክተር ወርቅነህ ኣዘኻኺሮም፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን እቲ ፀገም ምፍትሑ ዝገለፁ እቶም ዋና ፀሓፊ፥ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ዘለዎም ናእዳ ገሊፆም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.