Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ልዕሊ 3 ሽሕ ጥይት ክዘዋወር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከባቢ ጠባሴ ኬላ ኣብ ዝተገብረ ፍተሻ 1 ሽሕ 937 ናይ ከላሽንን 1 ሽሕ 94 ናይ ብሬን ጠያይቲ ትማሊ ምሸት ሰዓት ክልተ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡

እቲ ጥይት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክውዕል ዝኸኣለ፥ ሽጉርቲ ኣብ ዝፀዓነ መኪና ብምሕባእ ንምሕላፍ እንትፍተን እዩ፡፡

ሓላፊ ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ምምሕዳር ከተማ ደብረ ብርሃን ኣይተ ዳንኤል እሸቴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ገናሒ መኪናን ካሊእ ውልቀ ሰብን ብገበን ተጠርጢሮም ተታሒዞም ተወሳኺ ምርመራ እናተገብረሎም ይርከብ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.