Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተረኸበ ዓወት ልዕልነት ሰራዊትናን መርኣያ ሓድነትናን እዩ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ  ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተረኸበ ዓወት ልዕልነት ሰራዊትናን መርኣያ ሓድነትናን ኢሉውን ንህዝቢ ኢትዮጵያ ስነ ልቦና ስዓራይነት ዝፈጠረ እዩ ክብሉ ምሁራን ሓቢሮም፡፡

ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂማ መምህርን ተመራማሪን ታሪክ ሓጋዚ ፕሮፌሰር ተመስገን ለሜሳን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር መምህር ፖለቲካ ሳይንስን ክፍሊ ትምህርቲ ዓለም ለኸን ዶክተር በእውቀቱ ድረስን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ኣብ ልዕሊ እቲ ግብረ ራዕዲ ዝተረኸበ ዓወት ልዕልነት ሰራዊትናን መርኣያ ሓድነትና እዩ ክብሉ ሓቢሮም፡፡

እቲ ግብረ ራዕዲ ምስ ዕላማኡ ክሳብ ዝውገድን ኢሉውን ዳግም ፀረ ሰላም ኢትዮጵያ ናብ ዘይኾነሉ ብርኪ ክሳብ ዝሰጋገር÷ እቲ ቃልሲ ክቅፅል ከምዝግባእ እቶም ሙሁራን ኣልዒሎም፡፡

ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ድጋፍን ሓለዋ ከባቢኡን ኣጠናኺሩ ክቅፅልሉ ከምዝግባእ እውን ፀዊዖም፡፡

ኢትዮጵያውያን ዲያስፖራ ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ሓገዝ ገንዘብ ብምግባርን ዝተፈላለዩ መድረኻት ብምፍጣር ጭካነ እቲ ግብረ ራዕዲ ንማሕበረሰብ ዓለም ንምርዳዕ ዝግበር ምንቅስቃስ ኣጠናኺሮም ንክቅፅልሉ እውን ተላቢዮም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.