Fana: At a Speed of Life!

ፖላንድ ኣጀንዳ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ክድግፍ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ፎረም ምሕደራ ኢንተርኔት ብኣተኣናጋድነት ሆላንድ ይካየድ ኣሎ።
ምስቲ ፎረም ጎናጎኒ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን የቴክሎጂን ሑሪያ ዓሊ ምስ ኣማኻሪ ዲጂታል ፖሊሲ ቀዳማይ ሚኒስትር ፖላንድ ማኒስትር ክሪሺሽቶቭ ሹበርት ዘትየን።
ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሑሪያ ዓሊ፥ ኢትዮጵያ ስትራቴጂ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ቀሪፃ ኣብ ሕርሻ፣ ቱሪዝም፣ ኣፍራይ ኢንዱስትሪን ኣብ ዓውዲ ኣይሲቲን ዘኽእሉ ኩነታት ንምፍጣር ትሰርሕ ምህላዋ ኣብሪሀን።
ኢትዮጵያ በዚኦምን ካልኦትን ዓውድታት ልምዓት ዲጂታል ብምትሕብባር ምስራሕ ከምትደሊ ገሊፀን።
ኣማኻሪ ዲጂታል ፖሊሲ ቀዳማይ ሚኒስትር ፖላንድ ሚኒስትር ክሪሽሽቶቭ ሹበርት ሃገሮም ብልምዓት ዲጂታል ዘለዋ ልምዲ ነተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብሪሆምለን።
ኣጀንዳ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተመረፁ ዘፈራት ንምድጋፍ ፖላንድ ድልውቲ ምዃና ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!
ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!
መከላከያ ይደግፉ/ፋ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.