Fana: At a Speed of Life!

ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 25 ቢሊየን ብር ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 25 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።

እቲ ቢሮ÷ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ክእክቦ ካብ ዝሓሰቦ 20 ቢሊየን ብር 25 ቢሊየን ብምእካብ ኢዩ 118 ሚኢታ ከዕውት ዝኸኣለ፡፡

ብኻሊእ መዳይ እቲ ቢሮ ከፈልቲ ግብሪ መርሃ ግብሪ ዑደት ገዛ ንገዛ ዕላዊ ገይሩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተመረፁ ከለፈልቲ ግብሪ ደረጃ ሀ፣ ለን ሐን” ዑደት ገዛ ንገዛ ስራሕ ቦታ ከምዝተበረ ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያትዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.