Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ጥፍኣት ሸኔ ብጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ይድምሰስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ንምፍራስ ምስ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብጥምረት እናሰርሐ ዝርከብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ቡድን ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ኦሮሚያ እናተንቀሳቐሰ ይረኸብ እምበር ብጥምረት ሓይሊታት ፀፀታ ሕልሙ እናፈሸለ ይርከብ።

ትማሊ ኣብ ከባቢ ምብራቕ ጉጂ ነገሌ ቦረናን ኣርሲ ነገሌን ራዕዲ ንምፍጣር ሓሲቡ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ሓይሊ እቲ ጉጅለ ዘየዳግም ስጉምቲ ተወሲዱሉ ተባሂሉ፡፡

ሰላም እቲ ከባቢ ንምህዋኽ ሓሲቡ ኣብ ልዕሊ ዝተንቀሳቐሰ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ፥ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፍሉይ ሓይሊ ኦሮሚያ ብጥምረት ብዝገበሩዎ ኦፕሬሽን ፍርቁ እንትድምሰስ ፍርቁ ድማ ቁሱልን ምሩኽን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝጀመሩዎ መጥቃዕቲ ኣጠናኺም ክቕፅሉ ኢዮም ተባሂሉ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.