Fana: At a Speed of Life!

መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል “ሕውነታዊነት ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡

ኣብዚ ሕዚ ሰዓት እውን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር ዝተወከሉ ብሄር ብሄረሰባት ብባህላዊ ክዳውንቲ ደሚቖም ዝተፈላለዩ ባህላዊ ምርኢታት እናርአዩ ይርከቡ፡፡

ኣብቲ ኣከባብራ ስነ-ስርዓት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገርን ሓዊሱ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር እድሪስን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም፡፡

ብፀጋዬ ወንደሰን

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.