Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ኣዘዋወርቲ ሓደገኛ መዐወኒ ሓሺሽ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ ብራዚል ሳኦፖሎ መብፅኡ ድማ ዱባይን ናይጄሪያን ብምግባር ብኣውሮፕላን እናተጓዓዙ ዝነበሩ ኣዘዋወርቲ ሓደገኛ መዐወኒ ሓሺሽ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።

እቶም ኣዘዋወርቲ መዕወኒ ሓሽሽ ክልተ ናይጀሪያውያንን ሓንቲ ብራዚላዊትን እንትኾኑ፥ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብዝተገበሮም ፍተሻ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ፡፡

እቶም ውልቀ ሰባት፥ ነቲ ሓደገኛ መዐወኒ ሓሺሽ ኣብ ውሽጣዊ ክፋል ቦርሳ ብምሕባእን ኣብ ከብዶም ብምውሓጥን ንምሕላፍ ፈተነ ይግበሩ እምበር ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ብዝገበሩዎ ዝተጠናኸረ ፍተሻ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተሓቢሩ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.