Fana: At a Speed of Life!

እቶት ምትእኽኻብ ብዝጎድእ መልክዑ ኣብ ዘይሕጋዊ ተግባር ተዋፊሮም ዝነበሩ 63 ትካላት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ዘካየዶ ምርመራ ካብ ምምሕዳር ታክስ ተሓቢኦም ሓሰተኛ ዕድጊት እንተካይዱን እንትፍፅሙን ብዘይሕጋዊ መገዲ ማሽን ካሽ ሬጂስተር እንትጥቀሙ ዝነበሩ 63 ትካላት ከምዝተትሓዙ ኣፍሊጡ።

እቶም ብትኽክል ዝተበፅሖም ዘይሕጋውያን ትካላት፤ ክኽፈል ዝነበሮ ግብሪ ንክሕባእ ብምግባር ኣብ ኣተኣኻኽባ እቶት ልዑል መጉዳእቲ ኣብፂሖም እዮም ተባሂሉ።

ምስዚ ተተሓሒዙ 20 ዘይሕጋውያን ማሽናት ካሽ ሬጂስተር ከምዝተትሓዛ ተገሊፁ። ኣብቲ ዘይሕጋዊ ተግባር ተሳትፎ ክህልዎም ይኽእል እዩ ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ጉዳዮም በሕጊ እናተርኣየ ምዃኑ ካብ ሚኒስቴር እቶት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የርድእ።

ንሃገሮም ዝፈትዉ ካብ ዝሰርሕዎ ጥራይ ዘይኰነስ ካብ ባዕሎም እውን እንተይሰስዑ ኣብዝህብሉ፤ ኣብዚ እዋን ከምዚኦም ዓይነት ዘይሕጋውን ትካላት ድማ ካብ ሃገሮም ምስራቖም ግቡእ ዘይምዃኑ እውን ተመላኺቱ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.