Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሓደወርሒ ብዝተፈፀሙ ገበናት ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ጥራሕ ብዝተፈፀሙ ገበናት ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣገልግሎት ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ በጀት ዓመት 2014 ብዝተፈፀመ ጉድኣት እታወት መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክን ስርቂ ሓይሊን 1 ሚሊየን 437 ሺሕን 967 ብር ጉድኣት በፂሑ ኢሉ፡፡

እቲ ጉድኣት በፂሑ ዘሎ ብስርቂ ኤሌክትሪክ ኬብል፣ ምስራቕ ሓይሊ፣ ዝርገሐ ዘይሕጋዊ መስመርን ምግጣም ቆፃሪን ከምኡ እውን ንባቡር ኣብ ዝተዘርገሐ ኬብል ብዝተፈፀመ ስርቂ ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.