Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 2 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ውሽጢ ቱቦ ተረኺቦም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 2 ፍሉይ ቦታ ከባቢ ጠበንጃ ያዝ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ውሽጢ ቱቦ ተረኺቦም።

ካብ ሞንጎ ዝተረኸቡ መሳርሒታት ኲናት፥ 1 ተዓፃፊ ከላሽን ምስ 114 መሰል ጠያይቲን 4 ካዝናን፣ 1 ማካሮፍ ሽጉጥ ምስ 7 ፍረ መሰል ጠያይቲን ሓደ ናይ ዓፋር ጊሌ ዝመስል ሳንጃን ይርከቡዎ።

እቲ እቶም መሳርሒታት ኲናት ብዕለት 17 ሕዳር 2014 ዓ.ም ተታሒዞም ናብ ፖሊስ ጣቢያ ላንቻ ኣታዊ ኮይኖም።

ሕብረተሰብ ከባቢኡ ብንቕሓት ንኽዕዘብን ዝተፈለየ ነገር እንትርኢ ናብ ፖሊስ ንኸመልክትን ፖሊስ ኣገንዚቡ።

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.