Fana: At a Speed of Life!

ብመተግበሪ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ብግብረ ራዕዲ ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ብመተግበሪ ‘eyezonethiopia.com‘ ኣቢሉ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈጸሞ ወራር ንዝተጎድኡ ወገናት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር በፂሑ።

ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ፋይናንሺያል ቻፓ ብምትሕብባር ብዝሃነፆን ዘፋለጦን ከምኡ እውን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መስመር ክፍሊት ብዘመዓራረዮ መተግበሪ ሓደ ወርሒ ኣብ ዘይመልአ ግዘ ልዕሊ ክለተ ሚሊየን ዶላረ ከተኣኻኽብ ክኢሉ።

እዚ ድማ ዳያስፖራ ምቹው ኩነታት እንተተፈጢሩሉ ሃገሩ ንምርዳእ ዘለዎ ድሉውነትን ዓሚቕ ዓቕሚን ኣርኢዩ ኢዩ ተባሂሉ።

ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣብቲ ድጋፍ ንዝተሳተፉ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ምስጋና ኣቕሪቡ።

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.