Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር እሌኒ ገብረመድህን ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ንኹንን – ኣይተ ዘመዴ ነህ ንጋቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሞንጎ ወነንቲ ኣክሲዮን ብሉስፔስ ሓንቲ ዝኾና ዶክተር እሌኒ ገብረመድህን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ዝተፈነወ ቪዲዮ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ብፅኑዕ ከምዝኹንኑ ኣይተ ዘመዴ ነህ ንጋቱ ኣፍሊጦም።

ካብ ሞንጎ ወነንቲ እቲ ኣክሲዮን ሓደ ዝኾኑ ኣይተ ዘመዴነህ ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሓሙሽቲኦም ሰብ ዋና እቲ ኣክሲዮን መግለፂ ዶክተር እሌኒ ብፅኑዕ ንኹንን ኢሎም።

ኣብ ጎኒ ሚኢቲ ሚኢታዊ ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጠጠው ከምዝብሉ እውን ገሊፆም።

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.