Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓታት ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ናብ ግምባር ንምዝማት ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ )ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሰራዊት ምክልኻል ኣብ ግምባር ምምራሕ ምጅማሮም ስዒቡ ናብ ሰራዊት ንምፅምባር ዝምዝገቡ ዜጋታት ቁፅሮም ከምዝወሰኸ ምምሕዳር ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ኣፍሊጡ።

ኣመሓዳሪት እቲ ዞባ ወይዘሮ ሚስኪ መሓመድ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒት፥ ኣብቲ ዞባ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልቲታት ጥራሕ ብዙሓት ሰባት ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ከምዝተመዝገቡ ኣብሪሀን፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ተምሳሌት እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብምኽታል ኣመራርሓታት ዞባን ወረዳታትን ናብ ግምባር ንምዝማት ክዝወሰኑ ገሊፀን።

እቲ ዞባ ናብ ወፍሪ ህልውና ንዝፅምበሩ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ኣድላዪ ኩነታት ከመዓራሪ ኢዩ እውን ኢለን፡፡

ብእዮናዳብ ኣንዱዓለም

ከባቢኦም ይሓልዉ/!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/!

መከላከያ ይደግፉ/!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.