Fana: At a Speed of Life!

ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ንተመዛበልቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ዳባትን ደባርቕን ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።

መካየዲ ስራሕ ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክትጭልጋን ከባቢኣን ኣይተ ዮሴፍ ጌታሁን ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓገዝ ግብረ ራዕዲን ወራሪን ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ኣብ ደባርቕን ዳባት ተዓቒቦም ንዝርከቡ መራሕቲ ስድራ ኢዩ ተገይሩ፡፡

ድርጅቱ በሰሜን ጎንደር፣ ደቡብ ጎንደር እንዲሁም በሌሎች አካባቢዎች የጥሬ ገንዘብም ሆነ የቁሳቁስ ድጋፍ እንዳደረገም ገልጸዋል።

ምስ መንግስቲን ተመዛበልቲን ብምዃን ተጠቀምቲ ብትኽክል ንምፍላይ ፃዕሪ ከምዝተገበረ ምግላጾም ካብ ኮሙዩኒኬሽን ዞባ ሰሜን ጎንደር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.