Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ግምባር ወሎ ብምርካብ ናይ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ግምባር ወሎ ብምርካብ ንሰራዊት ምክልኻል ናይ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።

ነቲ ኮሚሽን ብምውካል ሓገዝ ዝገበራ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ ለሊሴ ነሜ፥ እቲ ሓገዝ ካብ ሰራሕተኛታት ዝተኣኻኸበ ከምዝኾነን ኣብ ቀፃሊ እውን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅልን ኣፍሊጠን፡፡

ሰራዊት ምክልኻል ብዝገብሮ ተጋድሎ ኩሉ ግዘ እቲ ኮሚሽንን ሰራሕተኛታቱን ኣብ ጎኑ ጠጠው ብምባል ኣድላዩ ሓገዝ ከምዝገብሩ ገሊፀን።

ሰራዊት ምክልኻል ብምውካል ሓገዝ ዝተረከባ ሌተናንት ኮሎኔል ሌቺሳ መገርሳ ብግደኦም፥እቲ ኮሚሽን ንዝገበሮ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.