Fana: At a Speed of Life!

ጥምረት ሲቪል ማሕበራት ኣሜሪካን እንግሊዝን ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝገብረኦ ሓገዝ ጠጠው ንኸብላ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ሲቪል ማሕበራት መንግስታት ኣሜሪካን እንግሊዝን ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝገብረኦ ሓገዝ ጠጠው ንኸብላን ድምፂ ህዝቢ ንኸኽብራን ሓቲቱ።

እናካየዱ ኣብ ዘካየዱ ሰላማዊ ሰልፊ ናብ ወፍሪ ምንቅስቓስ #የኣክል ዝተፀምበሩ እንትኾኑ፥ ዝተፈላለዩ መልእሕቲታት ኣመኻላሊፎም፡፡

እቲ ጥምረት፥ ኢድ ኣእታውነት ኢ-ዴሞክራሲያዊነት ኢዩ፤ #የኣክል፣ (ቢቢሲ፣ ሲኤንኤን) ናይ ሕሶት ፀብፃቦም ጠጠው የብሉ፣ ኢትዮጵያ ክትስዕር ኢያ፣ ሓንቲ ኣፍሪካ ዝብሉን ካልኦት ጭርሖታትን ኣስሚዖም፡፡

ጥምረት ሲቪል ማሕበራት ኣብ ዘካየዱዎ ሰልፊ ልክዕ ቀትሪ ሰዓት 6፡30 ካብ ኣራት ኪሎ ተበጊሱ ናብ ክልተ ኣንፈት ዝተኸፈ እንትኸውን፥ እቲ ሓደ ናብ ኤምባሲ ኣሜሪካ እቲ ካሊእ ድማ ናብ ኤምባሲ እንግሊዝ ዝተጓዕዘ ኢዩ፡፡

ብሃበንዮም ሲሳይ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.