Fana: At a Speed of Life!

ንግብረ ራዕዳውያን ቐቢርና ጥንኩር ምህዳር ዲሞክራሲ ክንሃንፅ ኢና – ኣይተ ከድር ጃዋር

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)”ግብረ ራዕዲ ህውሓትን መሻርክቶምን ካብ ሱሮም ነቂልና ኣብ ኢትዮጵያ ጥንኩር ምህዳር ዲሞክራሲ ክንሃንፅ ኢና” ክብሉ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣይተ ከድር ጃዋር ገሊፆም፡፡

ኣይተ ከድር ጃዋር ሓድሽ ንዝተመስረተ ህዝቢታት ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መልአክቲ እንዃዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡

ኣብ መልእኽቶም ድማ ሓቃዊ ስርዓት ፌደራል ሰባት መሰል ዓርሰ ውሳነኦም ተጠቂሞም መንግስቲ ዝምስርቱሉ እዩ ክብሉ ሓቢሮም፡፡

ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልላዊ መንግስቲ ኮይኖም ምጥያሾም ኣብዛ ሃገር ዘሎ ምህዳር ዲሞክራሲ ይዓቢ ከምዘሎ ዘርኢ እዩ ክብሉ ድማ እቶም ከንቲባ ወሲኾም ገሊፆም፡፡

“ሓድነት ኢትዮጵያ ንምክፍፋል ዝፅዕር ዘሎ ግብረ ራዕዲ ህውሓትን መሻርኽቱን  ካብ ሱሮም ነቂልና ኣብ ኢትዮጵያ ጥንኩር ምህዳር ዲሞክራሲ ክንሃንፅ ኢና” ምባሎም ካብ መራኸብቲ ሓፋሽ እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.