Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣባ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣባ ዝርከቡ መንግስታዊን ናይ ውልቀን ኣቢያተ ትምህርቲ ዝመሃሩ ተምሃሮን ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንተመዛበልቲ ብምኽንያት ኲናት ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት ዘዝኸውን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብ ኣበርኪቶም።

ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተረኺበን ኣብ ስነ-ስርዓት እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ተረኺበን ዝገበረኦ መደረ፥ “ኢትዮጵያ ኣይትፈርስን፤ ጸላኢ ዝተመነዮ ኣይሰምረሉን” ኢለን።

ተምሃሮን ማሕበረሰብ ትምህርቲን ዝገበሩዎ ሓገዝ ንሕማም ኢትዮጵያ ሕክምና ኢዩ፤ ኢትዮጵያ ትንሳኤኣ እንትተብስር ኣሰር ተምሃሮን ማሕበረሰብ ትምህርቲን ግደ ስለዘለኩም ክትኮርዑ ይግባእ” ክብላ ምግላፀን ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.