Fana: At a Speed of Life!

ትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ምሕዝነቶም ከጠናኽሩ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ሮላንድ ኮቢታ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ምሕዝነቶም ከጠናኽሩ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታት ተመያይጦም።

ካብዚ ሓሊፉ ኣብ ሞንጎኦም ዘሎ ናይ ነዊሕ እዋን ምሕዝነት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኣግባብ ኣድሂቦም ምዝታዮም ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ጥንኩር ምትሕብባር ምዝርጋሕ ኣብ ዝከኣለሉ እውን ምምይይጥ ገይሮም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.