Fana: At a Speed of Life!

ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ንምዃን ዝተጓዓዝናሉ መገዲ ጉዕዞ ተሃድሶና ዘርኢ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ንምዃን ዝተጓዓዝናሉ መገዲ ጉዕዞ ተሃድሶና ዘርኢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት እሴት መፅንዒ ኢዩ ኢሎም።

ፌዴራላዊ ስርዓት ህዝቢ ባዕሉ ንባዕሉ እናመሓደረ ሃገር ዝሃንፀሉ ስርዓት ከምዝኆነ ዝገለፁ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እዚ ድማ ብተግባር ከምዘርአዩ ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ሰላማዊ፣ ሕጋዊን ዴሞክራሲያዊን ብዝኾነ መገዲ ሕገ-መንግስታዊ መሰሎም ተጠቒሞም፣ መበል 11 ክልል ንዝመስረቱ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መልእኽ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.