Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ናብ ግምባር ንምዝማት ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣካቢ ኮሚቴ ምቁፅፃር ወፃኢ መንግስትን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን) ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ናብ ግምባር ንምዝማት ምውሳኖም ኣፍሊጦም፡፡

ኣይተ ክርስቲያን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ ዘቕረብዎ ፃውዒት ስዒቡ ኢዩ ናብ ግምባር ንምዝማት ምውሳኖም ዝገለፁ፡፡

ኣይተ ክርስቲያን ነዚ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘስፈሩዎ ፅሑፍ÷ “ንሓድነት ሃገርን ንድሕንነት ህዝብን ንስሰዐሉ ሂወት የብልናንሞ ንሕና እውን ምስ እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ክንዘምት ኢና” ኢሎም።

ህዝብና ተኸተለና!” ክብሉ ድማ ፃውዒት ገይሮም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.