Fana: At a Speed of Life!

ንኣባላት ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ሪፐብሊክ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ቤት ፅሕፈት መናእሰይን ስፖርትን እታ ከተማን ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ሪፐብሊክ ሓገዝ ገይሮም።

እቲ ሓገዝ ልዕሊ 70 ሺሕ ብር ግምት ዘለዎም ዝተፈላለዩ ዕጥቂታት ስፖርት፣ እንግዶት ምሳሕን መሕለዊ ፅሬትን ዘካተተ ከምዝኾነ ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኃል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ንህልውና ሃገር እናኸፈሎ ዝርከብ መስዋእትነት ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ብወርቃዊ ብርዒ ዝፀሓፍ ከምዝኾነ፥ ኣብ ቤት ፅፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎትን ዘፈር ምክትታል ሰናይ ምምሕዳርን ወይዘሮ ኣለምፀሀይ ጳውሎስን ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ኣብርሃም ታደሰ ተዛሪቦም፡፡

ንዝተገበረ ሓገዝ ብሽም ሰራዊት ምስጋና ዘቕረቡ ደግሞ፥ ምክትል ኣዛዚ ሓለዋ ሓይሊ ሪፐብሊክ ንሃፍቲ ሰብ ሓፈሻዊ ኣገልግሎት ምክትል ሓላፊ ብርጋዴር ጀነራል ኣብድሮ ከድር ኢዮም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.