Fana: At a Speed of Life!

ዴንማርክ ንሰብኣዊ ርዳእታ ዝውዕል ናይ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ርዳእታ ዝውዕል ናይ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ።

እቲ ሓገዝ ህፁፅ ሰብኣዊ ርዳእታ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ንምብፃሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ርዳእታ ከምዝኾነ ካብ ኦምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዴንማርክ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.