Fana: At a Speed of Life!

ተደሚሮም ንሓቂ ጠጠው ንዝበሉ ዳያስፖራታት ኢትዮጵያውያንን ቀርኒ ኣፍሪካን ናእዳይ ይገልፅ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ተደሚሮም ንሓቂ ደው ንዝበሉ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራታት ቀርኒ ኣፍሪካንናእደኦም ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምድማር ናይ ምክፍፋል ሓፁራት ኣፍሪስካ ናብ ሓድነት ምምፃእ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

ባለፉት 3 ዓመታት ባደረግናቸው የቀጠናዊ ውሕደት ጥረቶች የሕዝብ ለሕዝብ ትሥሥር ወሳኝ እንደነበርም አስታውሰዋል

ኣብ ዝሓለፉ 3 ዓመታት ብዝተገበሩ ፃዕሪታት ዞባዊ ውህደት ምትእስሳር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ወሳኒ ከምዝነበረ እውን ኣዘኻኺሮም፡፡

#የኣክል

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.