Fana: At a Speed of Life!

ናይ ወገን ጦር ንፀላኢ ምቕፃዕ ኣብ ዘኽእል ቁመና ይርከብ – ዘመትቲ ፃውዒት ክተት

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ናይ ወገን ጦር ኣብ ግምባር ዋግህምራ ብጅግንነት እናተቓለሰ ከምዝርከብን እቲ ጉጅለ እንተይደምሰሱ ከምዘይምለሱ ኣብቲ ግምባር ፃውዒት ክተት ዝተቐበሉ ዘመትቲ ገሊፆም።

ናይ ወገን ጦር ንፀላኢ ምቕፃዕ ኣብ ዘኽእል ቁመና ከምዝርከብ እውን እቶም ዘመትቲ ገሊፆም።

ዘማቲ ፃውዒት ክተት ኣብዩ ታረቀኝ፥ ፃውዒት ክተት ተቐቢሎም ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ንምቅላስ ኣብ ግምባር ዋግ ተረኺቦም።

እቲ ጉጅለ ክሳብ ዝድምሰስ ብቖራፅነት ከምዝቃለሱ እውን ገሊፆም።

መናእሰይ ናብ ግምባር ከይዶም ካብ ምቅላስ ብተወሳኺ ስንቂ ኣብ ምድላውን ካልኦት ቀረብ ሎጂስቲክስን ብምስታፍ ነቲ ቃልሲ ከጠናኽሩ ይግበኦም ኢሎም።

እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ ምንዛሕ ሓደ ሜልኡ ከምዝኾነ ዝገለፁ እቶም ዘመትቲ፥ ማሕበረሰብ ነዚ ተገንዚቡ ብወረ ፀላኢ ክርበሽ ከምዘይግበአ ምግላፆም ኣሚኮ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.