Fana: At a Speed of Life!

ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 150 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 150 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ።

ብደቂ ኣንስቲዮ ነበርቲ እቲ ክፍለ ከተማ ዝተሰናደአ ስንቂ እውን ብተመሳሳሊ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ከምዝገበራ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክፍለ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.