Fana: At a Speed of Life!

ሌ/ጄኔራል ኣስራት ዴኔሮ ሰራዊት ምክልኻል ዓወት ኣብ ዝተጎናፀፈሎም ከባቢታት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌፍተናል ጄኔራል ኣስራት ዴኔሮ ኣብ ቀጠና ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተለኣኣኽቲ ሓይሊታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተደምሲሶም ሰራዊት ምክልኻል ዓወት ኣብ ዝተጎናፀፈሎም ከባቢታት ዑደት ገይሮም፡፡

ጅግና ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልላትንኣባላት ሚሊሻ ዞባ መተከልን ብሓበራዊ ቅልፅም ታሪኽ ብምፍፃሞም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ዕንቅፋት እናተሳለጠ ከምዝርከብ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪን መተሓባበሪ ግብረ ሓይሊ ዝተዋደደ ኮማንድ ፖስት መተከልን ሌፍተናል ጄኔራል ኣስራት ዴኔሮ ኣረጋጊፆም።

እቶም ጀነራል መኮንን ኣብ እዋን ዑደቶም ከምዝገለፁዎ፥ “ግብረ ራዕዲን ተለኣኣኽቲ ውክልና ሓይሊታትን ኣብ ቀቀረባ እዋን ካብ መሬት ኢትዮጵያ ፀራሪግና ብምጥፋእ ብርሃን ግድብ ህዳሰ ክንርኢ ኢና” ምባሎም ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.