Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ማዕድን ኣብ ክልል ዓፋር ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት 30 ሚሊዮን ብር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማዕድን ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት 30 ሚሊዮን ብር ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ንዝተመዛበሉን ጉድኣት ንዝበፅሖምን ወገናት ዝውዕል እንትኸውን፥ ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ከተማ ሰመራ ተረኺቦም ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ከምዘረከብዎም መራኸብቲ ሓፋሽ ዓፋር ፀብፂቡ።
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!
ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!
መከላከያ ይደግፉ/ፋ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
 
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
 
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
 
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
 
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
 
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.