Fana: At a Speed of Life!

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ባሕሪ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ብቀዳማይ ምዕራፍ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ባሕሪ ኣመሪቑ።

ኣብቲ ስነ-ዝርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ተወካሊ ዋና ኣዛዚ ባሕሪ ሓይሊ ኮሞዶር ዋላፃ ዋቻ፥ ሰልጠንቲ ኣብ ማይ ዝወሃቡ ወታደራዊ ግቡኣት ብብቕዓት ምፍፃም ንኽኽእሉን ዓቕሚ ሓይሊ ባሕሪ ንኸሃንፁን እቲ ስልጠና ርኡይ ግደ ኣለዎ ኢሎም፡፡

ጎና ጎኒ ምድምሳስ ሃገር ንምፍራስ ብናይ ወፃኢ ሓይሊታት ዝቅጋለብ ግብረ ራዕዲ ጁንታ ዓቕሚ ምፍፃም ወፍሪ ሓይሊ ባሕሪ ንምድንፋዕ ትኹረት ተዋሂቡ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.