Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ 52 ተጠርጠርቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ከተማ ነገሌ ኣርሲ 52 ተጠርጠርቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ፀፅታን እታ ከተማ።

ብኣካላት ፀፅታ ብዝተኻየደ ወፍሪ ኣባላት እቲ ጉጅለ ኢዮም ተባሂሎም ብዝተጠርጠሩ 52 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሳጅን ሙሉጌታ ኣረዳ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም።

እቶም ተጠርጠርቲ ልኡኽ ጥፍኣት ተቐቢሎም እንትንቀሳቐሱ፥ ነባር ክዳን ሰራዊት ምክልኻል፣ ኤስ ኬ ኤስ ኣፅዋር፣ 13 ጠያይቲ፣ 1 ናይ ዝናብ ክዳን ፖሊስ፣ 1 ጫማ ፖሊስ፣ 3 ፓስፖርትታት 50 ዝተፈላለዩ ሒሳብ ባንኪታትን ተረኺቦም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ 5 ቼክ፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሞባይል፣ 1 ላፕቶፕ፣ 10 ታብሌት ካሜራ፣ 15 መንጃ ፍቓድ፣ 40 ዝተፈላለዩ ወረቓቕቲ መለለዪ መንነትን ዝተፈላለዩ መረዳእታታት ፅሑፍን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝዋዓሉ ተሓቢሩ።

ብቢቂላ ቱፋ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.