Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጥዕናን ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጥዕናን ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም።

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ደም ኣብ ዝለገሳሉ እዋን፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዘሎ ሃገራዊ ኩነታት ደም ዘድልዮም ወገናት ብዙሓት ከምዝኾኑ ኣብሪሀን።

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ትካልን ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደምን እውን ኣብ ግምባር ህልውና ሃገር ንምሕላው መስዋእቲ እናኸፈሉ ንዝርከቡ ወገናት ኣብ ጎኖም ከምዝኾኑ ንምርኣይ ልገሳ ደምን ሓገዝ ናውቲን እናገበሩ ይርከቡ።

ሕብረተሰብ ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዘሎ ሃገራዊ ኩነታት ዘርአዮ ስራሕቲ ልገሳሰ ደም ብምንኣድ ድሕሪ ሕዚ እውን ባህሊ ኮይኑ ክቕፅል ከምዝግባእ ፃውዒት ኣቕሪበን።

ብዙፋን ካሳሁንን ሃይማኖት ኢያሱን

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.