Fana: At a Speed of Life!

ህንፀት ሃገር ሓበራዊ ፃዕሪ ዘሓትት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀት ሃገር ሓበራዊ ፃዕሪ ዘሓትት ከምዝኾነ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ ፅሑፍ ከምዝሓበሩዎ፥ ሕድሕድ ዜጋ ኣብ ዕዉትነት ኢትዮጵያ ግደ ኣለዎ።

ብዝተዋደደ ፃዕርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ እውን መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.