Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ፅዕንቶን ኢድ ኣእታውነትን ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ብራሰለስ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶን ኢድ ኣእታውነትን ብምቅዋም ኣብ ከተማ ብራሰለስ ፊት ንፊት ቢሮ ሕብረት ኣውሮፓ ሰልፊ ተኻይዱ።

ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘይተገበአ ፅዕንቶ ብምቅዋም ብኣማኢት ዝቑፀሩ ካብ ቤልጂየም፣ ሉግዘምበርግ፣ ሆላንድ፣ ፈረንሳይ፣ ጀርመን፣ ስዊዘርላንድ፣ ጣሊያንን ስፔይንን ዝተውፃእፅኡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንንከምኡ እውን ፈተውቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ሰልፊ ተኻይዱ።

ናይ ኣሜሪካ ኢድ ኣእታውነትን ፅዕንቶን እውን ተቓዊሞም።

እቲ ሰልፊ ኣብ ቤልጂም ዝርከቡ ጉጅለ ኣድቮኬሲ ዳያስፖራ ዝተዳለወ እንትኸውን፥ ንኣውሮፓ ዝሓቁፍ ብምግባር ካብተን ሃገራት ዝተውፃእፀአ ግዚያዊ መተሓባበሪ ብምውዳብ ሰፊሕ ምድላው እናተገበረ ከምዝርከብ ተሓቢሩ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.