Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወዲቦም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ ማሕበረሰብ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ውዳበ ህዝቢ ኣጣይሾም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ ማሕበረሰብ ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ።

ብነሰረት እዚ ኣብ ክፍለ ከተማታት ልደታ፣ ንፋስ ስልክ ላፍቶን ኣቃቂን ብውዳበ ህዝቢ ኣጣይሾም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ ማሕበረሰብ ስልጠና ምሃብ ጀሚሮም፡፡

እቲ ስልጠና ነበርቲ ሸሊኾም ዝኣትዉ ግብረ ራዕዳውያን ንምክልኻልን ምሸት ምኽንያት ብምግባር ዝፍጠሩ ገበናት ንምቁፅፃር ዝጀመሩዎ ስራሕ ኣጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

እቲ ስልጠና ብዛዕባ ወለንታ ማሕበረሰብ፣ ምክልኻል ገበንን ስነ-ምግባርን ከምኡ እውን ኣብ ህዝባዊ ሓይሊ ግልፅነት ምፍጣር ዘድሃበ ከምዝኾነ ካብ ፓቲ ብልጽግና ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.