Fana: At a Speed of Life!

ሬውተርስ ምስ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተተሓሒዙ ናይ ሕሶት ሓበሬታ የጋውሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሬውተርስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፀደቐ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ናይ ብሄር መንነቶም ዘመላኽት መለለዪ መንነት ንኽሕዙ የገድድ ኢዩ ብዝብል ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናጋውሐ ከምዝርከብ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ።

እቲ መፃረዪ ሓበሬታ፥ ፀብፃብ ሬውተርስ ዝተወዘዐን ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ኣብቲ ኣዋጅ ካብ ዝተቐመጡ መምርሒታት ወፃእ ከምዝኾነን ገሊፁ።

ኣብ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዜጋታት መንነት ብሄር ዘመላኽን ምስ መለለዪ መንነት ተመጣጠንቲ ዝኾኑ ከም መንጃ ፍቓድ፣ ናይ ስራሕ ቦታ መለለዪ መንነትን ፓስፖርትን ክጥቀሙ ከምዝፈቅድ ተገሊፁ።

ካብዚ ወፃእ ግን መለለዪ መንነት መሓዝ ናይ ግድን ኢዩ ተባሂሉ ምፅብፃቡ ስሕተት ከምዝኾ እውን ተሓቢሩ።

ኢትዮጵያ ካብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ንደሓር ኣብ መለለዪ መንነት መንነት ብሄር ንምውጋድ እናሰርሐት ከምዝኾት ተሐገሊፁ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.