Fana: At a Speed of Life!

“ንህይወቱ እንተይሰሰዐ ነዓና ክብል ንዝዋደቕ ሰራዊት ምግቢ ምቕራብና ትፅቢት ካብ ዝግበረልና እቲ ዝወሓደ ሓላፍነት ኢዩ” – ነበርቲ ዞባ ሰሜን ሸዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ግምባር ንዝተሰለፈ ህዝባዊ ሰራዊት ደጀን ኮይኖም እናሰርሑ ከምዝርከቡ ነበርቲ ዞባ ሰሜን ሸዋ ተዛሪቦም።

ነበርቲ ወረዳ ቀወት ከምዝበሉዎ፥ “ንህይወቱ እንተይሰሰዐ ነዓና ክብል ንዝዋደቕ ሰራዊት ደጀን ምዃንና እንትውሕዶ እምበር ዝበዝሕ ኣይኮነን ኢሎም።

ነበርቲ ከተማ ሸዋ ሮቢት ብግደኦም፥ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ንሰራዊት ምክልኻል ስንቂ እናዳለዉ ከምዝኾኑን ስንቂ ካብ ምድላው ሓሊፉ ኣብ ግምባር ንምስላፍ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከም ህዝቢ ከጥፈአና ምምፅኡ ብዕሊ ምግንዛብ ይግባእ ዝበሉ እቶም ነበርቲ፥ ካብ ዘንፀላለወልና ሓደጋ ህልውና ንምውፃእ ብህዝባዊ ማዕበል ፀላኢ ምጥፋእ ይግባእ ምባሎም ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.