Fana: At a Speed of Life!

ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ቦንጋ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ዞባ ካፋ ከተማ ቦንጋ ተኻይዱ።

ኣብቲ ዝተኻየደ ሰልፊ ካብ ኩለን ወረዳታትን ምምሕዳር ከተማ ቦንጋን ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ከምዝተሳተፉ ካብ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ብድምፅና ዝመረፅናዮ መንግስቲ ብዝኾነ ይኹ ባንዳ ክትካእ ኣይኽእልን፣ ኢትዮጵያ ብደቃ ክትስዕር ኢያ፣ ሓድነትና ብምጥንኻር ሽርሒ ህወሓትን ሸኔን ክነፍሽል ኢና፣ ጉዕዞ ሓድነትና ብግብረ ራዕዳውያን ኣይተዓናቐፍን ዝብሉን ካልኦትን ጭርሖታት ተመሓላሊፎም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.