Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣርምኡ ቀይሩ 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ቅድሚ ሕዚ እናተፀቐመሉ ዝነበረ ትካላዊ ኣርማ ምቕያሩ ተወካሊ ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ብርጋዴር ጄነራል ኣስፋው ማመጫ ኣፍሊጦም።

እቶም ብርጋዴር ጀጄነራል ቅድሚ ሕዚ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣርማ ቀይሩ ዘሎ ምስ ዝተፈጠረ ሓዱሽ ኣወዳድባን ዘሎ ሪፎርምን ገላፂ ብዘይምዃኑከምዝኾነ ኣብሪሆም፡፡

እቲ ትካል ዕላዊ ዝገበሮ ኣርማ ብመንፅ ልኡኽቶን ባህሪን እቲ ትካል ዝተፈላለዩ ትርጉማት ዝሓዘ ኢዩ ምባሎም ካብ ፌስቡክ ገፅ ሚኒስቴር ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.