Fana: At a Speed of Life!

ገለገሊኦም ኣውያትና ከሕድጉና ይፍትኑ ኣለዉ – ዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገለገሊኦም ኣውያትና ከሕድጉና ይፈትኑ እምበር፤ ኣብ ኢትዮጵያዊነትና ዝተመስረተ ክብሪን ሓድነትን ክነኽኡና ኣይኽሉን” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

“ምኽንያቱ ድማ ንሕና ብብራኸ፣ ብፅንዓትን ሓድነትን ንኢትዮጵያ ደው ንብል፥ ኩሩዓት ኢትዮያውያን ከምኡ እውን ኩሩዓት ኣፍሪካውያን ኢና” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ፅሒፎም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.