Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ምስ ፈተውቲ ኢትዮጵያ ብምዃን ንምስራሕ ድሉው ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዴሞክራሲያዊ መገዲ ዝተመረፀ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግዚያዊ ማሕለኻታት ንምፍታሕን ዝተጀመረ ጉዕዞ ለውጢ ምስ ፈተውቲ ኢትዮጵያ ሃናፂ ብዝኾነ መልክዑ ንምስራሕ ከምዝተዳለወ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ “ማሕለኻታት የጋጥሙ እምበር ምስ ፈተውትና ንምዕባለ ቆራፃት ኢና” ኢሎም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.