Fana: At a Speed of Life!

ዞባ ስልጠየ ንራብዓይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ስልጠየ ንራብዓይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 13 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ዞባ ን4ይ እዋን 223 ሰንጋታት፣ 36 ኣባጊዕን ኣጣልን ኢዩ ሓገዝ ገይሩ ዘሎ፡፡

ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስ ክልል ኣይተ ተፈሪ ኣባተ፥ መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ዘቕረቦ ሓገዝ ስዒቡ ህዝቢ ዞባ ስልጤ ንሰራዊት ዝገበሮ ሓገዝ ኣብቲ ክልል ብመሪሕነት ዝፅራሕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ህዝቢ እቲ ዞባ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል 223 ሰንጋታት፣ 36 ኣጣልን ኣባጊዕን ከምኡ እውን 221 ሺሕ ጥረ ገንዘብ ሓገዝ ከምዝተገበረ ገሊፆም።

ኣብቲ ክልል 500 ሚሊየን ብር ንምትእኽኻብ ተሓሲቡ ናብ ተግባር ከምዝተኣተወ እቶም ሓላፊ ኣብሪሆም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.